ብጣዕሚ ዝዐበዩ ዋላ ይሁኑ ትምህርትስ ከቋረፁ የቡሎም። ከምድቃሶም ምስተስኡ ናብ ቤት ትምህርቲ መኻድ ናባና ምምፃዕ አይረስኡ።ኩራዝቴክ ዝተፈላለዩ ትምህርትታት አቅሪብሎም አሎ። ህዚ ትምህርት ብምጅማር ህልሞም ያሳኽኡ። ንምምሀር አብ ትክክለኛ ሰዐት ና ቦታ ኢዮም።ምሳና ይወፀ!
" አዶ ኢትዮጵያ በደቃ ማዕሪጋን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር እያ !!!"
እዚ መሕጎስን ጠቃምን መፍትሒ ብምርአየይ አዝየ ሕጉስቲ እየ። ስለዝኮነ ድማ ዝከአልኩዎ አስተዋጽኦ ክገብር ዝግጁ እየ።
ንደቂ ዓድኩም ንምሕጋዝ እዚ ዓብዪ ስራሕ ምስራሕኩም አዝዩ እዩ ደስ ኢሉኒ።
ኩራዝ ቴክ ናተይ ናይ ፈጠራ ከእለት ንምንጽብራቅ ዘከእል መድረክ ከፊቱለይ እዩ። እተቅርቡዎም ትሕዝቶታት ማሕበረሰብ ማእከል ዝገበረ ስለዝኮነ ንምርዳእ አየጸግምን። አነ መልዓልየይ EdTech እዩ።
እዚ እትህቡዎ ዘለኩም ትምህርቲ ን ቀጻሊ ወለዶ አዝዩ ጠቃሚ እዩ።አብ ሃገርና ኢትዮጵያ ድማ ዘደንቅ ለውጢ ከም ዘምጸእ ጥር ጥች የብለይን።